Browsing Category
ስፓርት
ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና…
ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ።
እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ።
ብመሰረት እዚ ክሳብ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ።
መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ።
ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ።
ከምኡ እውን…
ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ሜትሮ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን።
6ይ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ቱኒዚያ ሃማማት ምክያድ ተጀሚሩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር…
6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ።
እቲ ውድድር ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ እንትኃን÷ ንመበል 6ይ ግዘ ኣብ ቱኒዚያ ከተማ ሃማማት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ለካቲት ጀሚሩ ከምዝካየድ…
ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ብማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ከምዝተሓረየት ተገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካዶ ጉባኤ ኢዩ…
ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ፓሪሴንት ዥርሜይ ኪሊያን ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ሪያል ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ፡፡
ወዲ 25 ዓመት ፈረንሳዊ ምባፔ÷ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ፒ ኤስ ጂ ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ዘይራኸባ እንተኾይነን…
ንተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ድሬ ንዝፃወቱ ተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ።
ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፅዋዕ ድሬ፥ ካብ 16 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ድሬዳዋ ክሳለጥ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉን ፃውዒት…
2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን…