ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተዓዘብቲን ዝምለከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ።…
ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ክትሃንፅ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ከምትሃንፅ ኣፍሊጣ።
እቲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ…
ማእኸል ታለንት ኢትዮ-ሳይበር ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ- ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፥ ኣብ ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረበብ ድሕንነን ዑደት…
ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ንኣረጋውያን ይሕግዝ ኢዩ ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካዋሳኪ ኢንዱስትሪ ጃፓን ዕድመ ዝደፍኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ክጥቀሙሉ ኢዮም ዝበሎ በዓል ኣርባዕተ እግሪ ሮቦት ኣፋሊጡ።
“ቤክስ” ዝብል…
ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ።
ምስ ምምሕዳርን ኣተሓሕዛን መረዳእታ ኣባይቲ…
ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተርኣየ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…
መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ትሕዝቶን ኣገልግሎትን ዲጂታል ትኹረት ብምግባር…
ኢትዮ ቴሌኮም ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ሰኑይ ከመርቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ኣገልግሎት ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ነዚ ድማ…
“ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ፥ ብመሪሕነት ምምሕዳር…