ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካዊ በዓል ሃፍቲ ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ።
ቁፅሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤለን መስክ፥…
ዓለም ለኸ ውድድራት ዝሰዓሩ ኢትዮጵያውያን ኣማዕበልቲ ቴክኖሎጂ ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተሸሊሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ተወዳዲሮም ብምዕዋት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ዝረኸቡ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ኣፍልጦን…
ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ።
እቲ ዩንቨርስቲ መበል 154 ዝክረ ሰማእት ኣፄ ቴዎድሮስ ምኽኒያት ብምግባር…
ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ።
እቶም ቴክኖሎጂታት፥ 3ዲ ፕሪንተር፣…
ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት ዕዉት በረራ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት (ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት) ዝገበረኦ ፈተነ በረራ ብዓወት ምዝዛመን እቲ…
ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣማዕቢሉ ብዕሊ ስራሕ ኣጀሚሩ።
እቲ…
መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩቕ ኬሚካል ምህንድስና ዝኾነ መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ኣማኑኤል ባልቻ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ከምዝገበረ…
ካብ ዝወደቑ ሓፂነመፂን ዝሰርሐ መንእሰይ 40 ጥይት ዝሕዝ ጦር መሳርሒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብነት ወዳጀ ይበሃል፤ እዚ ወዲ 18 ዓመት መንእሴ ነባሪ ከተማ ጎንደር እንትኸውን፥ ካብ ቁልዕነቱ ጀምሪ ካብ ካርቶንን ካብ ዝወደቑ ነገራትን…
ፌስቡክ ሽሙ ናብ “ሜታ” ቀይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ ሽሙ ናብ ሜታ ከምዝቐየረ ብወግዒ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ጎድኒ ጎድኒ ማሕበራዊ ሚድያ ናብ 'ቨርችዋል ሪያሊቲ' ን…