ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ መተግበሪ ኣወሃህባ…
እስካሁን በ70 ሺህ ግለሰቦች ላይ እንደተሞከረም ተሰምቷል፡፡
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ዓይኒ ብምርኣይ ኮቪድ19 ዝምርምር መተግበሪ ተሰሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ጀርመን ዝገበረ ኩባኒያ ዓይኒ ፎቶ ብምልዓል…
ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣጀሚሩ።
ጅግጅጋ፣ ጎዴ፣ ፊቅ፣ ደገሃቡር፣…
ሓበሬታ ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም ሰባት ልዕሊ 12 ሺሕ ናይ ኢትዮጵያውያን ኣካውንታት ይርከቡዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ .ቢ.ሲ)ብጠለፍቲ መርበብ ሓበሬታ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም 533 ሚሊየን ተጠቀምቲ ፌስቡክ እቶም ልዕሊ 12 ሺሕ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረቶም ዝገበሩ…
ሬድፎክስ ዝተብሃለ ማእኸል ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዲጂታል ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ሬድፎክስ ዝተብሃለ ማእኸል ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ማእኸል ዕላዊ እንትግበር ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ…
ጃፓናዊ ቢሊየነር ናብ ከባቢ ወርሒ ኣብ ዝገብሮ ዑደት ሓቢሮምዎ ዝጉዓዙ ሰባት ይደሊ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓናዊ ቢልዮነር ያሱኩ ማእዛዊ ብኤለን መስክ እትውነት ስፔስ ኤክስ ገይሩ ኣብ ከባቢ ወርሒ ንዝገብሮ ዑደት ሸሞንተ ሰባት ብዘይክፍሊት ምስኡ…
ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ክዋፈር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተፈላለዩ ቻናላት ቴሌቪዥን ንተረባሕቲ ኣገልግሎት ከምዝጅምር…
ኤለን መስክ ካርቦን ክኽዝን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ንዘቕረበ ኣካል 100 ሚሊየን ዶላር ሽልማት ኣሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣሜሪካዊ ቢሊየነር ኤለን መስክ ካርቦን ብምኽዛን ወይ እውን ብመሓዝ ጉድኣት ከባቢ ኣየር ክንኪ ዝኽእል ቴክኖሎጂ ንዘቕረበ ኣካል…
ብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስ፣ አራዳን ኮልፌ ቀራኒዮን ብብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም።…