ዚምባብዌ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ዕላዊ ገይሮም።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…
ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ።
ነገር ግን ኣድላዪ…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም፡፡
እተን ትካላት ኣብ…
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓሬታን ካብ ሕብረተሰብ ሓበሬታ ዝቕበለሉን ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብን ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ…
ድሕረ ክፍሊት ዓማዊል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ኣብ ብርኪ ፈተነ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ድሕረ ክፍሊት ተረባሕቲ ዓማዊል ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ብርኪ ፈተነ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር…
ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክኻል …
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ብዋትሳፕ፣ ቴሌግራምን ካልኦት ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ምጭብርባርን ተግባራት ተቓላዕቲ ከይኾኑ ግቡእ ጥንቃቐ…
ሜታ ብምኽኒያት ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣውስትራሊያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሜታ ብምኽኒያት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተገበረ ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ።
እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ህፃውንቲ ከልከላ…
ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ – ወርቁ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ዝኾነ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር…