ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ጎሊሆም ንኽወፅኡን ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር…
በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ መተግበሪ ኣገልግሎት ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ዘኽእል “ፉርቱ” ዝተብሃለ ሓዱሽ መተግበሪ…
ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ…
ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ናይ ወረቐት ሎተሪታት ብተወሳኺ ብዲጂታል መልክዕ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተሰናደአ ፈላማ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ…
114 ተወሳኺ ከተማታት ተጠቀምቲ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣድቫንስድ ኔትወርክ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ባሌ፣ ዞባ ኣርሲ፣ ምብራቕ ባሌ፣ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ዝርከባ ተወሰኽተ 114 ከተማታት ተጠቀምቲ…
ንተቀምቲ ቴሌግራም ዝተመሓላለፈ ናይ መጠንቀቕታ መልእኽቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጠቃቕማ ኢንተርኔት በቢ መዓልቱ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ኣብዚ ዘበን፣ ምስዙይ ተተሓሒዙ ዝመፁ ስግኣታት እናተስፋሕፍሑ እዮም፡፡…
ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ…
ኩባንያ ቶዮ ሶላር ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃዋሳ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ውሽጢ ዝርከብ ኩባንያ ሶላር ቶዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሓፈሻዊ ኢንቨስትመንት ናብ 110 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ…