ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ክትክእ ኢዩ – ቢል ጌትስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስራቲ ማይክሮሶፍት ቢል ጌትስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ከምዝትክእ ገሊፆም፡፡
ቢል…
ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝተዓደጋ ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ።
እቲ…
‘ኳንተም ኮምፕዩቲንግ’ እንታይ’ዩ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ብቢልየነር ዓለም ዝኾነ ቢል ጌትስ ዝውነን ትካል ማይክሮሶፍት፥ ንሓያለ ዓመታት ሓያል ዓቕሚ ዘለዎ ኮምፒዩተር ንምስራሕ ኣብ ቀጻሊ ምርምር…
ብሰብ ስራሕ ብልሒ(ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ) ዝተሓገዘ መጥባሕቲ ሕክምና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ንፈለማ እዋን ብሰብ ሰራሕ ብልሒ (ኤ ኣይ) መጥባሕቲ ሕክምና ጎሮሮ ምክያዳ ኣፍሊጣ፡፡
እቲ መጥባሕቲ ሕክምና ዝተኻየደ ኣብ…
ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ካብ ዘይፈልጡዎ ኣካል ዝግበር ፃውዒት ስልኪ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ምቑጣብ ይምከር
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበሬታ ቪሺንግ (Vshing) ብምፅዋድ ካብ ሞንጎ ዝፍፀሙ ዓይነታት መጥቃዕቲ ብድምፂ ፃውዒት ኣቢሉ ዝፍፀም ሓደ ናይ መጥቃዕቲ ዓይነት ኢዩ።…
ዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘደንገፀ ዲፕሲክ መጥቃዕቲ ሳይበር ኣጋጢሙዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስተለቐቐ ኣብ ሒደት መዓልቲታት ኣብ መላእ ዓለም ተቐባልነት እናረኸበ ዝመፅአ ሓጋዚ መተግበሪ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ቻይና ዝኾነ ዲፕሲክ…
ቢትኮይን ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ኣርእዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢትኮይን ዝተብሃለ ክሪፕቶከረንሲ ልዕሊ 109 ሺሕ ዶላር ብምብፃሕ ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ምምዝጋቡ ተገሊፂ።
ከም ቢትኮይን ዝመሉ…
ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ…