ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት 20 ድሮናት ዝሰርሐ ኢትዮጵያዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኑኤል ባልቻ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደንቢ ዶሎ መምህር ሜካኒካል ምህንድስና ኢዩ፡፡
ኣብ ሓደ ዓመት ዝተፈላለየ መጠንን ኣገልግሎትን ዘለወን…
ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል…
ቻይና “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጅ ብቕድሚት እናመርሐት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዘፈር ድሕንነት እንዓምበቡ ብዝመፅኡን “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጂን ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን እናመርሐት…
መፍረያይነት ስራሕቲ ማእለማ ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ዘዕበየ ቴክኖሎጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ማእለማ ክቃለል ብምግባር መፍረያይነት ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ክዓቢ ዝገበረ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ኣውቶማቲክ ማሽን ማእለማ ብደቂ…
ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም።
እቲ መተግበሪ ካብ ሞባይሎምን ኮምፒተራት እቲ ኮሚሽንን ንክጠፍኡ ከምዝተኣዘዘ…
ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ።
እቶም ኣገልግሎታት ክላውድ፣ ስትሪሚንግ ሙዚቃን ማዕኸን ሓበሬታ ሞባይል ቴሌ ድራይቭን…
መዓልታዊ ኣብ ኢንተርነት እንዝርግሖ ስእልን ቪድዮን ኣበይ ይኽዘን?
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ተሌፎንካ ትጥምት?
ኣብዚ ዓመት ዝተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ሓደ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም ኣብ መዓልቲ…
ኤሎን መስክ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትዊተር ከምዝለቅቕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዓደገ ቢሊየነር ኤሎን መስክ÷ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ።…
ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን።…