መዓልታዊ ኣብ ኢንተርነት እንዝርግሖ ስእልን ቪድዮን ኣበይ ይኽዘን?
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ተሌፎንካ ትጥምት?
ኣብዚ ዓመት ዝተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ሓደ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም ኣብ መዓልቲ…
ኤሎን መስክ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትዊተር ከምዝለቅቕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዓደገ ቢሊየነር ኤሎን መስክ÷ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ።…
ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን።…
ከተማ ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ፈላመይቲ ኣውቶብስ ኣፋሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ኣብታ ሃገር ፈላመይቲ ዝኾነት ኣውቶብስ ኣፋሊጣ።
እታ ከተማ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ እትሰርሕ ኣውቶብስ ምጥቃም…
ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።…
ኣፕል ምስ ሳትላይት ምርኻብ ዘኽእል ኣይፎን 14 ኣላልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፕል ብህፁፅ ምስ ሳተላይት ክራኸብን ሓደጋ መኪና ከለልን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሉ ኣይፎን 14 ብወግዒ ኣላልዩ።
እቲ ኩባንያ ኣብ…
ሳይንስ ካፌ ንዝተሓሰበለን ዕላማ ንክውዕላ እቲ ሚኒስቴር ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ማእኸላት ሳይንስ ካፌ ንዝተሓሰበሎም ዕላማ ንክውዕሉ ኣድላይ ክትትል ንክግበር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ሰመር ካምፕ”ድሕንነት ሳይበር ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ብምኻን ዘሰናደአዎ መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ሰመር ካምፕ”ድሕንነት…
ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ…