Browsing Category
Uncategorized
በዓል ጥምቀትብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
በቢዓመቱ 11 ጥሪ ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምስ ሕብረተሰብ ተዋዲዱ ብምስርሑ…
ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም።
ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ዊዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ምምሕዳር እቲ ዞባ ኣፍሊጡ፡፡
ኣማሓዳሪ ዞባ ቦረና ኣይተ ጃርሶ ቦሩ ከምዝገለፅዎ፤ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ…
ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተዋግአ ዝተሰወአ፤ ጅግና ሓለቓ ሚኢቲ ጌታቸው ሞረዳ ንወዱ ገዛ ተዋሂብዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግንባር ንዝተሰወአ ጅግና ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓለቓ ሚኢቲ ጌታቸው ሞረዳ ንወዱ ካብቶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ውህብቶ ተገይሩሉ።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መላእ ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ ክብሉ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ማሕበር ጠበቓታትን ሰብ ሞያ ሕጊን ኢትዮጵያ…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወራሪ ፀላኢ እናወሰዶ ምስ ዝርከብ ዝተጠናኸረ ናይ መጥቃዕቲ ስጉምቲ ጎና ጎድኒ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ዘንፀላለወና ስግኣት ህልውና ብሓድነት ክንስዕሮ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ወፃኢን ትርቡ ኢትዮጵያውያን ወገናት፣ ሓቂ ንዓለም ንምግላፅ እናገበርኩምዎ ትርከቡ ተጋድሎ ኣዚዩ ዝነኣድ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።
“እዚ ጥንታ ህዝቢ ባናይ ቀረባን ርሑቕን ሓይሊታት…
ፋይዘር ክታበት ዕድሚኦም 12ን ልዕሊኡን ንዝኾኑ ሰባት ምሃብ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ትማሊ ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ወፍሪ ክታበት ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።
እተን ሚኒስትር ኣብ መግለፂአን፥ ፋይዘር ዝተብሃለ ክታበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 65 ክልል ከተማታት ድማ ካብ ሰኑይ…
ኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ከምዘይቕበሎ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣሜሪካ ብመሪሕነት ህወሓት ብኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ሓይሊታት ከምዝኹንን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ ክሕደት…
ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
“ሃገረይ ክሕሉ ኢየ መስዋእትነት ክኸፍል ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ምባሉን ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን…