Browsing Category
Uncategorized
ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ተተሓሒዙ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳንኤል በቀለን ላዕለዎት ሰብ…
ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ትካል 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ።
እቲ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣስትራዜኒካ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
የጤና ሚኒስቴርም ክትባቱ ቅድሚያ ለሚሰጣቸው የህብረተሰብ ክፍሎች…
ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ምምሕዳር ከተማ ኣድስ ኣበባ ሰፊሕ ልዝብ ከምዝገበር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስ ሴክሬታሪያትን…
ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ።
ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ኣየር ወፍሪታት፥ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት…
ክልል ቤኒንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ክልል ቤንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየንን 1 ኣምቡላንስን ሓገዝ ገይሩ።
ከም ሃገር ድሕሪ ምውጋድ እቲ ጁንታ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያ ብመንግስቲ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ፅቡቕን ዝድገፍን ከምዝኾነ…
ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምቁፅፃር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንኽፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስዝርከቡ ኣካላት ፍትሒ ወፍሪ ፀረ-ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ኣካይዱ።
መድረኽ እቲ ወፍሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፤…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ መንበሪ ኣባይቲ ከህንፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ፕሮጀክት ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ሰራሕተኛታትፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣካይዱ፡፡
ፀገም ቀረብ መንበሪ ኣባይቲ እቲ ከተማ ክፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ እዚ ፕሮጀክት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዙር ህንፀት ሰራሕተኛታት እቲ ፓርክ…
ምስ ህልው ኩነታት ትግራይ ብዝተተሓሓዘ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝቐርቡ ወቐሳታት ብመረዳእታ ዘይተደገፉ እዮም – ኣይተ ለማ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልል ትግራይ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕግን እቲ ስጉምቲ ድሕር ምውድኡ ኣብቱ ክልል ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድሂቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘቕርቦም ዘሎ ወቐሳታት ብመረዳእታ ዘይተደገፉ ምዃኖም ኣካቢ ቦርድ መርማሪ ህፁፅ ኣዋጅ ኣይተ ለማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 762 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 121 ሺሕን…
ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ካፒቴን ቃልኪዳን ንዝበፅሐቶ ብርኪ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኪ ኣመሓላሊፉ።…