Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቻይና ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና እዋናዊ ኩነታት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዘይምርድዳእ ንምዝሓል ኣብ ዝሕግዙ…

ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ። ኣብ ቤላሩስ ዝግበር ድርድር ሰላም ክልቲአን ሃገራት ወታደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ጠጠው ንመባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡ ብዙሓት ተዛረብቲ ቋንቋ ሩሲያ ዘለወን ግዝኣታት…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ዝጀመረቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን፣ ኪየቭ ልዑል ድምፂ ኣፅዋራት ኲናት ከምዝተሰምዑ ተሓቢሩ። ሩሲያ ኣብታ ከተማ መጥቃዕቲ…

ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ። ቻይና ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ዝሳተፉ ኣካላት ኩሎም ካብ ዘበኣእሱ ተግባራት ንኽቀቡ ፃውዒት ኣቕሪባ። ቅድም ክብል ቀዋሚ ተወካሊ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ዩክሬን ብምግንፃል ንገዛእ ርእሳ ናፃ ሃገር ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝኣወጀት ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዘጀመሩ ዕላዊ ገይሮም። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብቴሌቪዥን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም…

ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ክተውፅእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ንወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ከምተውፅእ ፈሊጣ። እቲ ውሳነ ብፈረንሳይን መሓዙታን ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንማሊ ዝተቖፃፀረ ወታደራዊ ሓይሊ ምስ ወታደራዊ ዘፈራት ፈረንሳይ ብሓባር ንምስራሕ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ…

ንሕብረት ኣፍሪካ ዝኸውን ደገፍ 11 ነጥቢ 48 ሚሊየን ዶላር ፀዲቒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕብረት ኣፍሪካ ዝኸውን ካብ ኮሚሽን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ደገፍ 11 ነጥቢ 48 ሚሊየን ዶላር ፀዲቒ። እቲ ሓገዝ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዎ ምምሕዳር ንምጥንኻርን ትካላዊ ዕብየት ነክህልዎን ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዓቕሚ ኣጀንዳ 2063 ኮሚሽን…

ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰራሕተኛታት ዓለም ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ሲንቲያ ሳሙኤል ኦሎንጁን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዝቐረበ ሕቶ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 3 ለካቲት 3፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ፊሊፕ ምፓንጎ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለውኡ ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዘቕረብዎ ሕቶ ፀዲቑ። ዉሳኔዉ የፀደቀዉ የታንዛኒያ ምክትል ፕሬዝዳንት ፊሊፕ ምፓንጎ ለአፍሪካ ህብረት ያቀረቡትን ጥያቄ ተከትሎ መሆኑ…

ኢራን ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ኬይባር ሼይካን ዝተብሃለ ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሚሳኤል፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኢራን ሜጀር ጀነራል መሓመድ ባገሪን ካልኦት ወታደራዊ መራሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ 1 ሺሕን 500…