Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ሚኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገሊፁ።
እቲ 4 ነጥቢ 8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ካብ ከተማ ኣቑርደት ኣስታት 91 ኪሎ…
እስራኤል ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ንራብዓይ ግዜ መረፃ ክተካይድ እያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ቀንዲ ተናሓናሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት እስራኤል ዘቖሙዎ ልፍንታዊ መንግስቲ ኣብ ጉዳያት በጀት ክሰማማዕ ስለዘይከኣለ እስራኤል ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ንራብዓይ ግዜ መረፃ ክተካይድ ክትግደድ እያ።
እቲ መረፃ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝካየድ እንትኸውን፥…
ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ብሪታኒያ ዝግበር ጉዕዞ እንትእግዳ ስዑድ ዓረብ ድማ ዓለም ለኸበረራታት ጠጠው ኣቢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እንግሊዝ እናተስፋሕፈሐ ዝርከብ ሓዱሽ ቫይረስኮሮና ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ደው ምባሎን ኣፍሊጠን።
ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን፥ ብምኽንያት ዝርገሐ እቲ ሓዱሽ…
ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ ጠረፋት ዳግም ከፊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ መሳገሩ ዶባት ዳግም ከፊታ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተኸፈቱ ኣርባዕተ መሳገሪ ዶባት እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተገበረ ዝነበረ ዝውውር ፍርያት ሕርሻን መሳርሒታት ኲናት ጠጠው ንምባል ብዝብል ተዓፂዮም ዝነበሩ…
ክታበት ሞዴርና ቫይረስኮሮና ኣብ ኣሜሪካ ኣፍልጦ ክረክብ ናብ ዘኽእሎ ብርኪ ይበፅሕ ምህላዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ፋይዘር ናብ ተግባር ድሕሪ ምእታው ኩባኒያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክታበት ሞዴርና'ውን ፍቓድ ክረክብ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።
ሞዴርና 94 ሚኢታዊት ኮሮናቫይረስ ክከላኸል ከም ዝኽእል ዝተረጋገጸ ኮይኑ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ናብ ተግባር ንክኣቱ ዕድል ዝህቦ…
ጆ ባይደን ኣብ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጆ ባይደን ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ብምርጋጊፁ ብዕሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ተሸይሞም።
እቶም ተወከልቲ ግዝኣታት፥ ባይደን ናብ ቤትመንግስቲ ዋይት ሃውስ ክኣትዉ ዘኽእሎም መረጋገፂ ዝረኽቡሉን ካብ ህዝቢ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ኣምብሮሲ ድላሚኒ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ከባቢ ሓደ ወርሒ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ገሊፆም ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ገሊፆም ነይሮም…
ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ።
እቲ ኤጀንሲ እቲ ክታበት ኣብ ረብሓ ንክውዕል ፍቓድ ንክህብ ካብ ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ሓያል ጸቕጢ ከም ዝበጽሖ ተገሊፁ።
ሓላፊ ኤፍዲኤ ስቴፈን ሃን፥ ብዓርቢ ነቲ ክታበት ከጽድቕ ወይ…
መፅሄት ታይምስ ንጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ብሉፃት ሰባት እዚ ዓመት ኢሉ ረቚሑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፅሄት ታይምስ ንምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ምክትሎም ካማላ ሃሪስን ዝበለፁ ሰባት ዓመተ 2020 ብምባል ረቚሑዎም።
ንዲሞክራትስ ወኪሎም ኣብ መረፃ ኣመሪካ ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስስ፥ ምስ ላዕለዋይ ተመራማሪ…
ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ንኻልኣይ እዋን መረፃ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ፤ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መረፃ ንኻልኣይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ወዲ 76 ዓመት ፕሬዚዳንት፥ 51 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝሰዓሩ ተገሊፁ።
ተናሓናሓዮምን መራሒ ተቓዋሚ ፓርቲ…