Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ጆ ባይደን ኣብ ቀዳሞት 100 መዓልታት 100 ሚልየን ኣሜሪካውያን ከምዝኽተቡ ቃል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ቀዳሞት 100 መዓልታት ስራሕ ፕሬዚደንትነቶም 100 ሚልዮን ኣመሪካውያን ክኽተቡ ምኳኖም መብጽዓ ኣትዩ።
ጆ ባይደን እቲ ዘሎ ለበዳ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ፡ ምሉእ ንምሉእ ክውገድ ከምዘይክእል ብምሕባር ካብዚ ዘለዎ…
ፀሊም ኣሜሪካዊ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገር ንክኾኑ ተሓፂዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይድን ጥሮታ ወፂኦም ንዝነበሩ ጀነራል ልሎይድ ኦስቲን ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ንክኾኑ ከምዝመረፅዎም ተገሊፁ።
ወዲ 67 ዓመት ጀነራል ኦስቲን ንቤት ፅሕፈት ምክልኻል ኣሜሪካ (ፔንታጎን) ንኸመሓድሩ ዝተመረፁ ቀዳማይ ፀሊም…
ኣብ ህንዲ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ተገሊፁ።
ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ኣንድራ ፕራዴሽ ዝነብሩ ሰባት፥ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም እንተነኣሰ ሕደሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈን 227 ሰባት ድማ…
ሩሲያ ክታበት ፀረ ቫይረስኮሮና ምሃብ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሩሲያ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ክታበት ፀረ ቫይረስኮሮና ምሃብ ጀሚራ።
እቲ ክታበት፥ ነዚ ተባሂሎም ኣብ ዝተኸፈቱ ሓደሽቲ ክሊኒካት እናተውሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ስፑትኒክ ቪ ዝተብሃለ እዚ…
ዜጋታት ኣሜሪካ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣገዲድካ ክወስዱ ከምዘይግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣመሪካውያን ክታበት ቫይረስኮሮና ንክወስዱ ኣይግደዱን ኢሎም።
ማእከል ምቁፅፅር ሕማማት (ሲዲሲ) ድማ ንፈለማ እዋን ኣሜሪካውያን ካብ ናይ ባዕሎም ገዛ ወፃእ ኣብ ውሽጢ ኮይኖም’ውን “መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን…
ጆ ባይደን ፕሬዚዳንታዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣሜሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ከምዝሓትዎም ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ብምዃን ተመሪፆም ዘሎዉ ጆ ባይደን ዕላዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣመሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ክሓቱዎም ምዃኖም ኣፍሊጦም።
መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንዝርጋሐን ምቊፅፃርን ቫይረስኮሮና ዓብዪ ግደ…
ቻይና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ትፅዕር ኣላ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ቀረባ እዋን ስልጣን ኣብ ልዕሊ ዝዝርከቡ ጉጅለ ባይደን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዕሪ እናገበረት ከምዝኾነት ሰብ መዚ ድሕንነት ኣሜሪካ ኣፍሊጦም።
ኣብታ ሃገር መሳርሕቲ ትካል ብሄራዊ ድሕንነት ዝኾና ዊሊያም ኢቫኒና ከምዝገለፀኦ፥ ቻይና ኣብ ልዕሊ…
ብሪታኒያ ክታበት ፒፋይዘር ካብ ዝመፅእ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ረብሓ ክውዕል ፍቓድ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ብፒፋይዘር/ባዮኤንቴክ ዝፈረየ ክታበት ቫይረስኮሮና ብስፍሓት ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል መረጋገፂ ፍቓድ ዝሃበት ፈላሚት ሃገር ኮይና።
ኤጀንሲ ቁፅፅር ኣፋውስን ናውቲ ሓለዋ ጥዕናን እታ ሃገር ከም ዘፍለጦ እቲ 95 ሚኢታዊት ካብ ኮቪድ-19…
ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣብ ውሽጢ 12 ዓመት እቲ ዝለዓለ ብርሰት ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣብ ውሽጢ 12 ዓመት እቲ ዝለዓለ ብርሰት ኣጋጢሙ
እቲ ብርሰት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2008 ጀሚሩ እቲ ዝለዓለ ከም ዝኾነ ምርምር ጠፈር ብራዚል ኣፍሊጡ።
ካብ ወርሒ ሰነ 2019 ክሳብ ሓምለ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ…
ሶማሊያ ኣብ ኬንያ ዝርከቡ ኣምባሳደራ ብምፅዋዕ ኣምባሳደር ኬንያ ኣብ ሶማሊያ ድማ ካብ ሞቃዲሾ ንኽወፅኡ ኣዚዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ኬንያ ኣብ ውሽጢ ጉዳየይ ኢድ ኣእቲያ ብዝብል ኣብ ናይ ናይሮቢ ዝርከቡ ኣምባሳደር መሓመድ ኣሕመድ ኑር ታርዛን ፃዊዓ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ሶማሊያ ዝርከቡ ኣምባሳደር ኬንያ ሉቃስ ቱምቦ መቃዲሾ ለቒቖም ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ።
ፌዴራል…