Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ፅባሕ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ፅባሕ ናብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዘካይዱ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ፅባሕ ናብ ጁባ ዘምርሑ እንትኾኑ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ዘተ ከመዝገብሩ ተሓቢሩ። እቶም መራሕቲ…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሳዲቅ ኣለ-ማህዲ ኣብ ሕቡራት ዒማራት ዓረብ ናብ ሆስፒታል ምስኣተዉ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙናት ህይወቶም ከምዝሓለፈ፥ ስድረኦምን ብሄራዊ ፓርቲ ኡማ ኣብ ዝሃቡዎ…

ክትባት ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ንምግዛእ ኣብ ዝግበር ቅድድም ድኻ ሃገራት ክጭፍለቓ ከምዘይግባእ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣገንዚቦም። ዶክተር ቴድሮስ፥ እቶም ዕውታት ዝኾኑ ክታበታት ፍትሓዊ ብዝኾነ መገዲ ክባጽሑ ምግባር…

ኣብ ኡጋንዳ ብዝተወለዐ ናዕቢ 28 ሰባት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ፖሊስ ኡጋንዳን ደገፍቲ ፍሉጥ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቦቢ ዋይንን ኣብ ዝተፈጠረ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። እቲ ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደር ዘሎ ፖለቲከኛን ሙዚቀኛን ተቓዋሚ ንመምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስካ ብዝብል ክሲ…

ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ። ኣብታ ሃገር ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 250 ሺሕን 29 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ድማ ናብ 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን…

ሃገራት ፓስፊክ እስያ ዝዓበየ ሕብረት ንግዲ ኣጣይሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲሶ ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ዝሓዘሃ 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ሕብረት ንግዲ ፓስፊክ እስያ ከምዘጣየሻ ዕላዊ ገይረን። እቲ ስምምዕነት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ቁጠባዊ ሃፍተን ንዝተጎድኣ ሃገራት ፅቡቕ ኣጋጣሚ ሒዙ ክመፅእ ዝኽእል ኢዩ ታሂሉ፡፡…

ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ግብፃዊ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ኣቃፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ሓደ ግብፃዊ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ከምዘቃፀለ ተገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ካይሮ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምና እናተገበረሉ ከምዝርከብ ኢዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ ዘሎ። ክሳብ ሕዚ ነቲ…

ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ – ጆ ባይደን

ኣዲስ አበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ ክብሉ ተዓዋቲ እቲ መረፃ ጆ ባይደን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተሳለጠ መረፃ ኣሜሪካ ከምዝተዓወቱ ዝተነገረሎም ጆ ባይደን፥ ዶናልድ ትራምፕ ውፅኢት እቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 50 ሚልየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና  ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 50 ሚልየን ከምዝበፅሐ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ካብዚኦም ልዕሊ 1 ነጥቢ 25 ሚልየን ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እንተኾነ እኹል መርመራ ይግበር ስለዘየለ’ምበር እቲ…

ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ 100 ሽሕ ሰባት ብኮቪድ-19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም። ንምዕባለታት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ዝከታተል ፕሮጀክት ኣሰር ኮቪድ ቑፅሪ ናብ ሆስፒታል ዝኣትው ከም ዝወሰኸ እኳ እንተገለፀ፥ ብምኽንያት ምውሳኽ መርመራ ከም ዘይኮነ ግን…