Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምውፃእ ዓሊማ 335 ሚልየን ዶላር ካሕሳ ናብ ኣሜሪካ ከምዝለኣኸት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምውፃእ ዓሊማ 335 ሚልየን ዶላር ካሕሳ ናብ ኣሜሪካ ከምዝለኣኸት ተገሊፁ። ሱዳን ነዚ ዝፈፀመትሉ ምኽኒያት፥ እታ ሃገር እንተደኣ ካሕሳ 335 ሚልየን ዶላር ከፊላ ካብ’ቲ ንግብረ ራዕዲ ድጋፍ ካብ ዝገብራ ሃገራት…

ኣብ ኬንያ ዝውስኽ ዘሎ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ናብ ደግሲ እቲ ለበዳ ከምርሓ ይኽእል እዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኬንያ ኣብታ ሃገር ዝውስኽ ዘሎ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ናብ ደግሲ እቲ ለበዳ ከምርሓ ይኽእል እዩ ክብል ስግኣቱ ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ሙታይ ካግዌ፥ ቅድም ኢሉ ዝርግሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውሰዱ ዝነበሩ ስጉምታት ክፎኽሱ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ከም ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድኦሜትር እንተኾይኑ፥ ኣብ መላእ ዓለም 40 ሚሊየን 38 ሺሕን 606 ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ኢዮም። ሓደ…

ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ከተኣኻኽብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝኸውን 300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘተኣኻኽብ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ 14 ጥቅምቲ ብዌቢናር ኣብ ዝሳለጥ ምድላው ዝእከብ እንትኸውን፥ እቲ ምድላው ብቋንቋታት ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፈረንሳይኛን ፖርቹጊዝን…

ፈረንሳይ እናደገሰ ዝመፅአ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምዕጋት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታታ ማዕቐብ ከምተንብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅም6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈረንሳይ እናደገሰ ዝመፅአ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ፥ ፓሪሲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ከተማታት ካብ ፅባሕ ጀሚራ ማዕቐብ እቶ እቶ ሰዓት ከምትእውጅ ገሊፃ። ኣብ ፈረንሳይ በዝሒ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ፥ ጥማሊ ጥራሕ 30…

ፈረንሳይ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ 9 ከተማታት ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስን ካልኦት ትሸዓተ ከተማታትን ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተኣወጁ ኣፍሊጦም። ኣዋጅ እቶቶ እታ ሃገር ነቲ ብቑልጡፍ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ዝዓለመ ዝዓለመ ከምዝኾነ…

ባንኪ ዓለም ንኽታበት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ንኽትባት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዝገበሮ ሓገዝ ፋይናንስ፥ ክታበት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ስራሕ እንትውዕል ንኽገዝኣሉን ከከፋፍላሉን ከምኡ እውን ንዜጋታተን ምርመራን ክንክንን ቫይረስኮሮና…

ሱዳን ኣብ ጁባ ዝተበፅ ስምምዕነት ሰላም ኣፅዲቓቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላዊ ቤት ምኽንሱዳንን ካቢኔ ሱዳንን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላም ኣፅዲቑ። ሉኣላዊ ቤት ምኽንሱዳንን ካቢኔ ሱዳንን ትማሊ ምሸት ኣብ ዘሳለጡዎ ሓበራ ኣኼባ፥ ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ኣመፅቲ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም…

ህዝቢ ብቫይረስኮሮና ተለኺፉ ዓቕሚ ምፅዋር ከጥሪ ኣለዎ ምባል ዘይሞራላዊ እዩ – ዶ/ር ቴድሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ህዝቢ ብቫይረስኮሮና ተለኺፉ ዓቕሚ ምፅዋር ከጥሪ ኣለዎ ምባል ዘይሞራላዊ እዩ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ሰባት በቲ ቫይረስ ክልከፉ ብምፍቃድ ናይ ምፅዋር ዓቕሚ ከማዕብሉ ምግባር ዘይሞራላዊ እዩ…

ከተማ ቺንዳው 9 ሚልየን ነበርታ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ምርመራ ላባራቶሪ ቫይረስኮሮና ክትገብረሎም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይናዊት ከተማ ቺንዳው ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ሓንቲ ከተማ ን9 ሚልዮን ነበርታ ምርመራ ቫይረስኮሮና ከምእተካይድ ተገሊፁ። ካብ ካልእ ከባቢ ዝመፅኡ ሕሙማት እቲ ቫይረስ ኣብ ዝሕከሙሉ ሓደ ሆስፒታል ብርክት ዝበለ መልከፍቲ ስለዝተራእየ'ዩ ነዚ ክትገብር…