Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
6 ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ምጉዳሉ ተቓዊሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ሃገሮም ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሓገዝ ምጉዳሉ ብምቅዋም ናብ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮን ናብ ሚኒስትር ቤት ግምጃ ኣሜሪካ ስቴቨን መንቺንን ደብዳበ ፅሒፎም።
እቶም ኣባላት ኮንግረስ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…
ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ክትረክብ ኢያ – ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ከባቢያዊ ፕሮግራም ኣፍሪካ እቲ ትካል ሪቻርድ ሚሂይጎ ከምዝገለፁዎ፥ ብቐዳምነት ሰብ ሞያታት ሕክምናን ተቓላዕቲ…
ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ናይ ዝበለቶም 9 ዜጋታታ ንብረት ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ኢላ ናይ ዝኸሰሰቶም ትሽዓተ ሰባት ርእሰ ማሎም ከምዝኣገደት ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ሃገራዊ ፀጥታ ኬንያ፥ እቲ ስጉምቲ ኣካል ናይ'ቲ ኣንፃር ግብረራዕዲ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ምዃኑ ብምግላፅ ካብ ውሽጢ ኬንያ ክፍልፍል ዝኽእል …
ኣብ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል መድሕን ህፃናት
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ትሕቲ በረኻ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ከምዝርከብ ትካል መድሕን ህፃናት ኣተሓሳሲቡ።
ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ስዒቡ ዝተነበሩ እገዳታትን ዝተወሰዱ ስጉምቲታትን ኣብተን ሃገራት ዝርከቡ ስድራቤታት…
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ዓመፅቲ ስምምዕነት ሰላም ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከብ ዋና ጉጅለ ዓመፅቲ ኣብ ስምምዕነት ሰላም ምብፅሑ ተገሊፁ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎኦም ን17 ዓማውቲ ዝዘለቐ ጎንፂ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ዘምፅእ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ስምምዕነት ከይዲ ድርድር…
ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ኣብ ሓፂር እዋን ናብ መላኣ ዓለም ዝተላበደ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ከምዝተወለዐ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙን ህይወቶም…
ኮኾብ ተዋሳኣይ ብላክ ፓንተር ቻድዊክ ቦዝማን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፊልም ብላክ ፓነተር ብዝነበሮ ተሳትፎ ተፈላጥነት ዝረኸበ ኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ቻድዊክ ቦዝማን ኣብ 43 ዓመቱ ብሕማም መንሽሮ/ካንሰር ከምዝዓረፈ ተገሊፁ።
ቦዝማን ኣብ ሎስኣንጀለስ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ በዓልቲቤቱን ኣባላት ስድርኡን ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ስልጣኖም ንምልቃቕ ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብምኽንያት ፀገም ጥዕና ስልጣኖም ዝከምዝለቐቁ ኣፍሊጦም።
ወዲ 65 ዓመት ሺንዞ ኣቤ ስራሕቲ መንግስቶም ንዘይምትዕንቓፍ ካብ ስልጣኖም ከምዝወረዱ ገሊፆም።
ኩነታት ጥዕና እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ብፍላይ ካብ ቀረባ…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንተነሓናሒኦም ጆ ባይደን ቅድሚ ክትዕ ምክያድ መርመራ መተባብዒ መድሓኒት ክገብሩ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንተነሓናሒኦም ጆ ባይደን ቅድሚ ክትዕ ምክያድ መርመራ መተባብዒ መድሓኒት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሕፁይ ዴሞክራት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣመሪካ ጆ ባይደን ብቐጥታ ፈነወ…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ልዕሉ 1 ሚሊየንን 200 ሺሕን ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 1 ሚሊየን 200 ሺሕን 918 ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻን ሕማማት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፀብ፥ 28 ሺሕን 276 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ…