Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ሲዲሲ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ሃገራት ኣፍሪካ ከጋጥመን ዝኽእል ሕፅረት መከላኸሊ…

ሱዳን ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ተወሰኽቲ ወታደራት ከምተስፍር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳንተወሰኽቲ ወታደራት ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ከምተስፍር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጦም። ብቕድሚ ትማሊ ኣብቲ ከባቢ መንነቶም ዘይተፈለጡ ዕጡቓት ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 60 ንፁሃን ዜጋታት ንሕልፈት ተቓሊዐም ኢዮም። ቅድም ክብል…

ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ቤንጃሚን ምካፓ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ቤንጃሚን ምካፓ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዳሬ ሳላም ዝርሀብ ሆስፒታል ኢዮም ኣብ 81 ዕድሚኦም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም ዘለዉ። ንሕልፈት ህይወት ምካፓ ስዒቡ፥ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን…

ቻይና ኣብ ሂዩስተን ዝርከብ ቆንስላኣ ንኽትዓፁ ኣሜሪካ ትእዛዝ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ቴክሳ ሂዩስተን ዝርከብ ቆንስላ ቤት ፅሕፈታ ንኽትዓፁ ኣሜሪካ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ፥ እቲ ውሳነ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኣሜሪካ ንምሕላው ብዝብል ዝተመሓላለፈ ኢዩ ኢሉ። ቻይና…

ዚምባብዌ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ኣዋጅ ሰዓት እቶ እቶ ሰዓት ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዚምባብዌ ኣዋጅ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጆም። እቲ ሰዓት እቶ እቶ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ዝተኣወጀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዝተኣወጀ እቶ እቶ ሰዓት…

ኣብ ኣፍሪካ ዘሎ ቅልጣፈ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘሎ ቅልጣፈ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ህፁፅ ጉዳያት ውድብ ጥዕና ዓለም ማይክልራያን፥ እቲ ለበዳ ኣብ ኣፍሪካ ኣዝዩ እናሰፍሐ ምምፅኡ ኣዝዩ ዘሻቕል ጉዳይ እዩ ኢሎም።…

መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ንቁጠባ እቲ ዞባ ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣፅዲቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ንዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቖም። ብመሰረት እዚ ነተን 27 ሃገራት ዝጥርንፍ መድረኽ ዝርርብ ዝመርሑ ዝነበሩ ቻርለስ ሚኪል፥ እቲ ባጀት ንኣውሮፓ ወሳኒ ኢዩ…

ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ማርስ ኣበጊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ፕላኔት ማርስ ኣበጊሳ። እታ መንኮራኹር 500 ሚሊየን ኪሎ ሜትሮ ትጓዓዝ እንትትከውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ለካቲት 2021 ኣብ ማርስ ክትበፅሕ ኢያ ተባሂሉ። እዋን ምብፃሕ እታ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ምዝያዱ ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ 'ቲ ቫይረስ ልዕሊ 600 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሰባት…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ንምትእኽኻብ ዝሓተቶ መጠን ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝሓተቶ መመጠን ዝለዓለ ቁፅሪ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…