Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 2 ሚሊየን 14 ሺሕን 738 ከምዝበፅሕ ተገሊፁ።
ኣብታ ሃገር ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወት 76 ሺሕን 822 ሰባት ከምዝሓለፈ እውን ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድ ኦሜትር የረድእ።
ኣብ መላእ…
ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሁዋ ቹንዪንግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዑደት ናብ ሺንጂያንግ…
ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም
እቶም ፕዚዳንት፥ ከተማ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ብኹሉ ዓውዲ ዝወሃባ ዝነበረ መሰል ፍሉይ ተረባሕነት ዘቋርፅ ፕሪዚዳንታዊ ውሳነ…
ብፕሬዚዳንት ፑቲን ዝቐረበ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ብፓርላማ ሩሲያ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ብፕሬዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ዝቐረበ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዛሓ ድምፂ ኣፅዲቑ።
እቲ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ዕድመ ስልጣን ፕሬዚዳንት ፑቲን ንምንዋሕ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሩሲያ፥ 77 ነጥቢ 1 ብዝኾነ…
ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 504 ሺሕን 490 በፂሑ።
ንፈለማ እዋን ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተርኣየ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ኣብ ኣሜሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 20 ሚሊየን ሓሊፉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 20 ሚሊየን ሓሊፉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ሰብ መዚ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት እታ ሃገር ከምዝገለፁዎ እንተኾይኑ፥ ኣብ ኣሜሪካ ብውሑዱ 20 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ክኾኑ…
ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይዱ ኣለዉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ከምዘምርሑ ሚኒስትር ዜና እታ ሃገር ገሊፁ።
ሚኒስትር ዜና የማነ…
ኣብ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ካሪቢያንን ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሺሕ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ካሪቢያንን ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ።
ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ብራዚል ዝተመዝገበ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ዘውፀኦ…
ደቡብ ኣፍሪካ ፈላማይ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ክትጅምር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ኮቪድ-19 ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብዚ ሰሙን ፈላማይ ፈተነ ክታበት ክተካይድ እያ።
እቲ ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ከም ዝካየድ ኣብ ጆሃንስበርግ ዝርከብ ዩንቨርሲቲ ዊትስ እዩ ኣፍሊጡ።…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንወፃእተኛታት ቪዛ ንከይወሃብ ኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ መወዳእታ 2020 ንወፃእተኛታት ቪዛን ግሪን ካርድን ንከይወሃብ መምርሒ ኣመሓላሊፎም።
እቲ ዝተውሃበ መምርሒ ተግባራዊ ክኸውን እንከሎ፥ ክኢላታት ቴክኖሎጅን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን፣…