Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኬንያ 200 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬንያ ዝዘነበ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ውሕጅን ምህማም መሬትን ኣስታት 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። ብኣሻሓት ዝቑፀር ሄክታር ሕርሻ ዘራእቲ በቲ ውሕጅ…

ኣብ ብሪታኒያ ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ኣውሮፓ ዝለዓለ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝለዓለ ኮይኑ። ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ካብ ጣሊያንን ስፔንን ብቑፅሪ ክዛይድ ክኢሉ ኣሎ። ሚኒስተር ጉዳያት…

ኣሜሪካ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝውዕል 3 ትሪልየን ዶላር ከምእትልቃሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳሜሪካ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብምኽንያት እቲ ሕማም ዘጋጠማ ፅዕንቶ ኢኮኖሚ ንምምካትን ዝዓለመ 3 ትሪልየን ዶላር ክትልቃሕ እያ ተባሂሉ። እዚ መጠን ልቓሕ  ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርታ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ጣሊያን ክልከላታት ዘፍኮሰት እንትትከውን ኣብ ጀርመን ድማ ህፃናት ናብ ቤት ትምህርቲ ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣንቢራቶ ዝነበረት ጥቡቕ ክልከላ ምፍኳስ ጀሚራ። እታ ሃገር ንኽልተ ኣዋርሕ ዝኣክል ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ኣጊዳ ምፅናሓ ይፍለጥ። ሕዚ ድማ እቲ ክልከላ ብምፍኳስ ፈላሚት ኣውሮፓዊት ሃገር ኮይና ኣላ።…

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዘባኸኖ ግዜ የለን-ዶክተር ቴድሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ “ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ውድብ ጥዕና ዓለም  ምዝሕሓል ኣርእዩ” ንዝብል ነቀፌታ ነፂገምዎ። ዶክተር ቴድሮስ፡ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቫይረስኮሮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ…

ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ከምዝወሰነት ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ዝወፅአ መምርሒ ምንዋሕ ዕፅዋ፥ እታ ሃገር ቀይሕ፣ ቀጠልያን ኣራንሾኒን ብዝብል ኣብ ሰለስተ ዞባታት…

ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ከምዘንፀላለዎም ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ እቲ ኣጋጣሚ ኣብ መላእ ዓለም…

ኣብ ሞሮኮ ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ልዕሊ 300 እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ኣብ ሞሮኮ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ብዙሓት ሰባት ከምዘለዉ ክፍለጥ ዝኸኣለ፥ ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ኣልማሚት ምርመራ እሱራት ኢዩ። እቲ ምርመራ ንኽጅመር ቀንዲ ምኽንያት…

ካብ ቫይረስ ኮሮና ዝሓወዩ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ካብ ቫይረስ ኮሮና ስለዝሓወዩ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም። እቲ ቫይረስ ምስተረኸቦም ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከብ ሴንት ቶማስ ሆስፒታል ኣትዮም ንሓደ ሰሙን ጥቡቕ ሕክምናዊ ክትትል…

ኣብ መላእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ለኸ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሰለስተ ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። መዓልታዊ ፀብፃብ ቫይረስ ኮሮና ወርልድኦሜተር ከምዘመላኸቶ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 3 ሚሊየን 4 ሺሕን 116 ከምዝበፅሕን ህይወቶም…