Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 905 ሺሕ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 905 ሺሕን 333 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥ ኣብታ ሃገር ቍፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 50 ሺሕ ኮይኑ ኣሎ።።
ኣብ ዝሓለፈ 24…
ዝርገሐ ኮቪድ 19 ኣብ ኣፍሪካ፣ ማእኸላይን ደቡብን ኣሜሪካ፣ ምብራቕ ኣውሮፓ ይብእስ ኣሎ – ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፃ ቫይረስኮሮና ገና ሐዚ'ውን ምሳና ክቕፅል'ዩ ኢሎም።
እቶም ዳይሬክተር ጀነራል ዋላ እኳ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ምዕራብ ኣውሮፓ ዝርግሐ እቲ ቫይረስ…
ዓለም ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ልዑል ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዋ ኣሎ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ካብ 135 ክሳብ 250 ሚሊየን ሰባት ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ፕግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይም፥ ብጥምየት ምኽንያት ክፍጠር ዝኽእል ልዑል ቅልውላው…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ኣሜሪካ ዝግበር ኹሉ ዓይነት ስደት ከምዝእግዱ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኣሜሪካ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ስደት ከምዝእግዱ ኣፍሊጦም።
እቲ እገዳ ወፃእተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም ምንባርን ምስራሕን ዝኽልክል ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።
ምኽንያቱ ድማ…
ኣብ ጣልያን ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም ዝነበሩ በዝሒ ሰባት ብምንካዩ ተስፋ ፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም ኣብ ሕክምና ዘለዉን ኣብ ገዝኦም ኣብ ምሕዋይ ዝርከቡን ሰባት ብዝሖም ከምዝነከየ ተገሊፁ።
እቲ ለበዳ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ካብቲ ዝነበሮ ክንክይ እንተሎ ንፈለማ እዋን ምዃኑ ድማ ተሓቢሩ።
ትማሊ ሰኑይ በቲ…
ጋና ኣንቢራቶ ዝነበረት ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኮፋዶ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ምልዓሎም ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ኣኮፋዶ እቲ ውሳነ ከመሓላለፉ ዝኸኣሉ፥ ኣብ ጋና ማእኸላት መመርመሪ ብምስፍሕፍሑን ፈሊኻ መፅንሒ…
ኣፍሪካ ማእኸል ለበዳ ኮቪድ-19 ክትከውን ትኽእል’ያ -ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ኣፍሪካ እታ እትቅፅል ማእኸል ለበዳ ኮቪድ-19 ክትከውን ትኽእል'ያ ክብል ኣጠንቒቑ።
ኣብዛ 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኣህጉር ክሳብ ሐዚ ኣስታት 19 ሽሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ክልከፉ እንከለዉ፥ ዛጊድ ኣስታት 1…
ስዑድ ዓረብ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ፍርቂ ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ዝኾነት ስዑድ ዓረብ ንክትባትን ተተሓሓዝነት ዘለዎም ፀረ ቫይረስ ኮሮና ስራሕቲን ንምስራሕ ዝውዕል 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
ስዑድ ዓረብ እቲ ሓገዝ ንምግባር ዝወሰነት፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19…
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ንዝወሰድዎ ስጉምቲ ኮኒኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ መንግስቲ እታ ሃገር ንውድብ ጥዕና ዓለም ዝገብሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ጠጠው ንከብል ምውሳኖም ዝተፈላለዩ ኣካላት ተቓውሞታት ምስምዖም ይፍለጥ።
ብመሰረት እዚ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ነቲ…
ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 መኽፈሊ እዋን ልቓሕ ድኻታት ሃገራት ኣናዊሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 መኽፈሊ እዋን ልቓሕ ድኻታት ሃገራት ከምዘናወሓ ኣፍሊጠን።
ሚኒስትራት ገንዘብ እተን ሃገራት ትማሊ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ፥ እተን ድኻታት ሃገራት ቫይረስኮሮኖ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊመን ዝገብርኡ ዘለዋ ፃዕሪ ንምድጋፍ እዋን…