Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተልዓለ ቫይረስ ኖብል ኮሮና፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ብዙሓት ሃገራት እናተላበደ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኩዌት፣…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብታ ሃገር ንመጀመርታ ጊዜ ዑደት ስራሕ ዘካይዱ ዘለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ግዝኣት ጉጃራት እንትበፅሑ ቀዳማይ…

ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ሱዳን ንዝነበሩ ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ሾይሞምዎም። እቶም ፕሬዚዳንት ንሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ዝሾሙዎም፥ ክልቲኦም መራሕቲ ናይ ሓባር መንግስቲ…

መገዲ ኣየራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 29 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝስእኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርትኣየር መገዲ ኣየራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2020 ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና 29 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ኣገንዚቡ። እቲ ማበሕር ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንፈለማ ግዘ ድሌት ትራንስፖርት…

መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓባር መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መቐናቕንቶም ሪክ ማሻርን ዝተውሃቦም ገደብ ግዜ ቅድሚ ምብቅዑ ሓባራዊ መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም። እቲ ምዕባለ ዝመፅአ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ጁባ ብሓሙስ ድሕሪ ዝገበርዎ ርክብ እዩ ተባሂሉ።…

ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብገበን ግዕዝይና ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ኤኔሪኬ ፔና ኔቶ ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ምርመራ እናተበረሎም ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ካብ ግዕዝይና ብተወሳኺ ኣብ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብን ስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃምን ከምዝጥርጠሩ እውን ፍልላት…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ዝርገሐ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናት ንምዕጋት ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ንምዝርጋሕ ተስማዕሚዐን። 27 ኣባል ሃገራት ኣብ መርህታት እቲ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ኣብ ስምምዕነት ዝበፅሓ እንትኾና፥ ብፅሑፍ…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም

አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሪያድ ዝተጉዓዙ፥ ንጉስ ስዑድ ዓርብ ሰልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ ብመሰረት ዝገበሩሎም እንግዶት ምዃኑ ተገሊፁ።…

ኣብ ኣውሮፓ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ንፈለማ ግዘ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ካብ ውሽጢ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ሰብ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እተን ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ህይወተን ዝሓለፈ ጓል 80 ዓመት ሽማግለ፥ ንዑደት ካብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ዝመፅኣ ምዃነን ሚኒስቴር…

ኣብ ግብፂ ሓደ ሰብ ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብፂ ኣብታ ሃገር ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ትማሊ ገሊፁ። ቫይረስ ኮረና ካብ ምድሪ ቻይና ወፃኢ ዛጊድ ኣብ 24 ሃገራት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 500 ሰባት ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ…