Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ዋና ዳይሬክትር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክትር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ቤጂንግ ተራኺቦም ተዛትዮም።
ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ንምዝታይ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይርከቡ።
ኣብ ፃንሒቶም ምስ…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣስመራ ኣትዮም
አዲስ አበባ ፣ ጥር 18 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣትዮም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ ድማ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣስመራ ኣብ…
ኣብ ብራዚል ብዝተፈጠረ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ዝወቕዐ ሓያል ማይ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወት 30 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ።
ኣብ ግዝኣት ሚናስ ጌራይስ ዝተፈጠረ እቲ ሓደጋ ውሕጅ፥ ክብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ 17 ሰባት ኣብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ…
ባግዳድ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቓዕቲ ሮኬት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኢራቕ ባግዳድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ።
ኣብ እዋን እቲ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሮኬታት ዝተፈነዉ እንትኾኑ፥ ሓደ ሮኬት ኣብ ካፌ ናይቲ ኤምባሲ፤ እቶም ዝተረፉ ክልተ ሮኬታት ድማ ኣብ ጥቓ እቲ ኤምባሲ…
ኣብ ቻይና ብዝተርኣየ ሓድሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና 41 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ብዝተርኣየ ሓድሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 41 ምብፅሑ ተገሊፁ።
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዉሃን ዝተልዓለ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና፥ ኣድማሱ ብምስፋሕ ኣብ ዝተፈላላያ ሃገራት ዓለም…
ትራምፕ ነብሰ ፁራት ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዋ ዝኽልክል ኣሰራርሓ ክትግብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ነብሰ ፁራት ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዋ ዝኽልክል ኣሰራርሓ ተግባራዊ ከምዝገብር ተገሊፁ።
ነብሰ ፁር ኣዴታት ናብ መሬት ኣሜሪካ ከይደን ብምውላድ ዝወለደኦ ህፃን ዜግነት ኣሜሪካ ንኽረክብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ንምክልኻል…
ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ሓቲቶም።
ኢምራን ካን፥ ኩሉ ግዘ ሃገሮምን ህንዲን ናብ ወጥሪ ዝኣትዋላ ግዝኣት ካሽሚር ዕልባት ንመሃብ ውድብ ሕቡራት…
ሰባት ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ናብ ዝተረኣየላ ከተማ ዉሃን ከይጓዓዙ ሰበ ስልጣን ቻይና ኣጠንቂቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበ ስልጣን ቻይና ዛጊድ ትሽዓተ ሰባት ዝቐተለን ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ዝተረኣየላን ከተማ ዉሃን ዝኣትዉን ዝወፅኡን ሰባት ጉዕዞኦም ንክስርዙ ኣጠንቂቖም።
ኣስታት 11 ሚልየን ነበርቲ ዝርከቡላ ከተማ ዉሃን፥ ኣብታ ከተማ ዝግበሩ ህዝባዊ…
ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተፈፀመ ግበረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ 36 ሰባት ተቐቲሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ቡርኪናፋሶ ብዝተፈፀመ ግበረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣስታት 36 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ።
እቶም ብረት ዝዓጠቑ ጉጀለ ኣብ ሓደ ዕዳጋ 32 ሰባት ክቐትሉ እንለው፥ ኣብ ካልኦት ኣርባዕተ ዓድታት'ውን መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።…
ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 111 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሚሳኤል 111 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኣብ ከባቢ ማሬብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደራት ዝተፈፀመ ኮይኑ፥ እቶም ወታደራት ኣብ ውሽጢ መስጊድ…