Browsing Category
					
		
		ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ።
ቅትለት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኢራን ቃሲም ሶለይማኒ፥ ኲናት ንምጅማር ዘይኮነስ ደው ንምባል ዝተገበረ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም።
ነቲ ዓርቢ ኣብ…			
				ኣብ ሱዳን ሓንቲ ጦር ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ልዕሊ 18 ሰባት ህይወት ምሕላፉ ተገሊፁ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ዳርፉር ሱዳን ሓንቲ ጦር ኣውሮፕላን ብምሕምሻሻ ልዕሊ 18 ሰባት ህይወቶም ከምዘሓለፈ ተገሊፁ።
ካብ ውሽጢ እቶም ዝሞቱ ሰባት፥ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት እታ ኣውሮፕላን እንትኾኑ፥ ሰለስተ ዳያኑን ህፃነናት ዝርከቡዎም ሸሞንተ ሲቪላትን…			
				ኣመሪካ ንኢራናዊ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵድስ እናተብሃለ ንዝፅዋዕ ፍሉይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ብላዕላዋይነት ዝመርሕ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ብኣመሪካ ከምዝተቐትለ መንግስቲ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ዒራቕ ዝተቐትለ ጀነራል፥ ኣብ ኢራን ዓብይ ፅልዋ ዝነበሮ ወሳኒ ሰብ እዩ።
እቲ…			
				ኣብ ርእሰ ከተማ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 21 ሳባት ሓሊፉ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍቢሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኢንዶኔዥያ ጃካርታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 21 ሳባት ምሕላፉ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ውሕጅ ኣውሎ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ማይ ብምውቅዑ ዝተልዓለ እንትኸውን፥ ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ናብ ኣደባባይ ዝወፅኡ ዜጋታት ሓደጋ በፂሑዎም።…			
				ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ክሕለወሎም ተማሕፂኖም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ምስ ብልሽውና ተኣሳሲሩ ኣብ ዝቐረበሎም ክሲ ናይ ዘይምኽሳስ መሰሎም ክሕለወሎም ሓቲቶም።
እቲ ውሳነ ኣብ መፃኢ ወርሒ መጋቢት መረፃ ክሳብ ዝካየድ ዕረፍቲ ክህቦም እዩ ተባሂሉ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…			
				ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ሃገሮም ኣንቢሮምዎ ዝነበሩ ማዕቐብ መርሃ ግብሪ ኒውክሌር ምልዓሎም ኣፍሊጦም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ሃገሮም ኣምቢረሙዎ ዝነበሩ ማዕቐብ መርሃግብሪ ኒውኩለር ምልዓሎም ኣፍሊጦም።
እቶም መራሒ ንዝተወሰነ ግዘ ከልኪሎምዎ ዝነበሩ ምምዕባል ኒውክሌርን ፈተነ ማእኸላይ ርሕቐት ተወንጫፊ ሚሳኤልን ከምዝጅምሩ ኢዮም…			
				ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ክብረ በዓላት ሓዱሽ ዓመት 2020 ተቐቢለን
				ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ዓለም ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብድሙቕ ምርኢታት ርችትን ዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት  መስተንግዶን ብምክያድ ተቐቢለን።
ኒውዝላንድ፣ ኣውስትራሊያን ካልኦት ኣናእሽቲ ሃገራት ደሴት ፓስፊክን ሓዱሽ ዓመት 2020 ብምቕባል ፈለምቲ…			
				ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2020 ምቐባል ጀሚራ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተወሰና ክፋላት ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ዓመት 2020 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ምቐባል ጀሚረን።
ኒውዝላንድ ሓዱሽ ዓመት 2020 ብምቕባል ፈላመይቲ ሃገር እንትትከውን፥ ብዙሓት ኣናእሽተይ ሃገራት ደሴት ፓፊክ እውን ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን ኣለዋ።…			
				ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ኣብፂሖም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢራን ድጋፍ ዝግበረሎም ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኣብ ባግዳድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ከምዘብፅሑ ተገሊፁ።
እቶም ተቓወምቲ፥ ኣሜሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊኦም ንዝፈፀመቶ ብነፈርቲ ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ዓፀፋዊ ምላሽ ንምሃብ…			
				ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ወሲኾም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት
				ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ፥ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ምውሳኾም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ፥ ካብ ኣቆፃፅራ ኣሮፓውያን 2010 ንደሓር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ልዕሊ 170 ሺሕ…			
				 
			