Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ሱዳን ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ብዝተቐመጠ ገደብ ግዘ ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ከምዝተስማዕምዑ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ምስ ተቓዋሚኦም ሪክ ማቻር ሓበራዊ መንግስቲ ብምጥያሽ ምስምዕምዖም ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ።…

ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዱሽ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ካብቲ ዓሪዶሙሉ ዘለው ከባቢታት ናይታ ሃገር ተበጊሶም። መንቀሊ ምኽኒያት መንቅስቓስ እቶም ሓይሊታት፥ ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዲሽ ትእዛዝ ስለዝተውሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ…

ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ፓርቲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ኮንሰርቫቲቭ ፓርቲ ተዓዊቱ። ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ መሪሕ ፓርቲ ኮንሰርቫቲቭ ልዕሊ 360 መንበራት ብምርካብ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ድምፂ ከምዝሰዓረ ተገሊፁ።…

ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ኒጀር ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ 73 ወታደራት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ምዕራብ ኒጀር ብዝፈነዉዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 73 ወታደራት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ጦር ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 12 ወታደራት ከምዝቖሰሉ እውን ተገሊፁ። እቲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ…

ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ንልዕሊ 5 ሺሕ እስረኛታት ምሕረት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ንልዕሊ 5 ሺሕ እስረኛታት ምሕረት ምግባሮም ኣፍሊጦም። እቲ ምሕረት፥ እታ ሃገር ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ዝወፀትሉ መበል 58 ዓመት ክብረ በዓል ምኽንያት ብምግባር ዝተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 5…

38 ተሳፈርቲ ዝሓዘት ወተሃደራዊት ነፋሪት ቺሊ ጠፊኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)38 ሰባት ሒዛ ናብ ኣንታርቲካ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ከም ዝጠፈአት ሓይሊ ኣየር ቺለ ገሊፁ። እታ ሲ-130 ዝዓይነታ ነፋሪት፥ ካብ ፑነታ ኣሬና ብኣቆፃፅራ ቺለ ሰዓት 4 : 55 ናይ ምሸት ኢያ ተበጊሳ። ሰዓት 6 : 00 ድሕሪ ቐትሪ ምስ…

ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ወሲኹ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ እንተዓቢ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ክብ ምባሉ ፕግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ናይ ዓመተ 2019 ፀብፃብ ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ሎሚ…

ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ኣውሪዳቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ከምዝነከየቶ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ፥ ኣብ የመን ዘሎ ዘይምርግጋዕ ወታደራት ብምውፋር ክፍታሕ ዝኽእል ከምዘይኮነ ገሊፆም። ብመሰረት…