Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ብኣባላት ሴኔት 67 ን 32 ብዝኾነ ኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ተወከልቲ ሪፐብሊካን እቲ ሴኔት ነቲ ውሳነ…

ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ…

ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ…

ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ቺሊ ቫልፓራሶ ኣብ ዝተብሃለ ግዝኣት ዝርከብ ደኒ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ስዒቡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገብርኤል ቦሪክ ኣፍሊጦም፡፡…

ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ…

ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝርከቡን ምስ ኢራን ምትእስሳር ኣለዎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶምን ጉጅለታት ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትማሊ ዓርቢ ለይቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ዮርዳኖስ ኣብ ዝርከብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ድጋፍ 27 ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቐንኡ። ኢኮኖሚ ዩክሬን ብኹሉ ዓውዲ ዝተረጋግዐ ኮ0ይኑ ንክቕፅል ዝዓለመ ደገፍ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት…

ልውውጥ ንግዲ ቻይና-ኣፍሪካ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ልውውጥ ንግዲ ልዕሊ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ÷ ምትሕብባር ንግዲን ኢኮኖሚን ንርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ቁልፊ መሰረት ኢዩ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023…

ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እታ ናይ ውግእ…

ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ምምዝጋባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ንወፃኢ ዘቕረበቶ ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ብሓፈሻ 238 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ልዑል ሽይጣት ምምዝጋባ ተገሊፁ። ነቲ ሽይጣት ምውሳኽ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ። መንግስቲ እታ ሃገር…