Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ነክዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ምኽንያት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። ምንካይ እቲ ምንቅስቓስ ንግዲ ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ምንስቓሳት…

ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጋዛ ዝረአ ሰብኣዊ ቅልውላው ደው ንምባልን…

ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ሩሲያ ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። ንብረትነታ ናይ ሩሲያ ዝኾነት ወታደራዊ ኣውሮፕላን እታ ሃገር÷ ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ደቡባዊ ግዝኣት ቤልጎሮድ ኢያ ተሓምሺሻ፡፡ ሚኒስቴር…

ኣሜሪካ ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ኣብ ዝበለቶም ሚሊሻታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢራቕ ዝንቀሳቐሱን ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ዝለቶምን ሚሊሻታት ዝጥቀሙሎም ሰለስተ ትካላት መጥቃዕቲ ምፍፃማ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ ጉጅለ ሚሊሻ ካታይብ ሂዝቦላህን ካልኦት ምስ ኢራን ርክብ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ጉጅለታትን ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሁቲ ተወሳኺ መጥቃዕቲ ፈኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ሁቲ ሓዱሽ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምፍፃመን ተሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ቤት ግምጃ ኣፅዋር ውሽጢ መሬት፣ መቆፃፀሪ ቦታ ሚሳኤላት ሁቲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ዒላማታት መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ሓይሊ ምክልኻል…

ኔታንያሁ ሃማስ ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቃቕ ዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኲናት ጋዛ ንኸብቅዕን ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቀቃቕን ሃማስ ንዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም፡፡ ሃማስ ምስ እስራኤል እናካየዶ ዝርከብ ደም ዘፋስስ ኲናት ጠጠው ከብል ይኽእል ኢዩ ዝበሎ ሓሳብ ዕላዊ ገይሩ…

ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ መሪሕነታ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ ንመበል 14 ዓመታት መሪሕነታ ከምዝቐፀለት ገሊፃ። ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመፍረያይነት፣ ሓደሽቲን ኣቐዲሞም ኣብ ዝተውሃቡን ትእዛዛት ጥንኩር ዕቤት እናርአየት ምምፃኣ ኣመስኪራ ኣላ ተባሂሉ፡፡ በዞም…

ሰሜን ኮሪያ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ማእኸላይ መጠን ዘለዎ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ምግባራ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተነ÷ ምንቅስቓስ ክፍሊ ኣካል ዓረር እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ንምምልካትን ብቕዓት ተንቀሳቐስቲ ሞተራ ንምርግጋፅን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ውሕመ እታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዓቀብቲ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ነታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጣ። ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ÷ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውሕመ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ዜጋታተይ የሳቕዩ ነይሮም ካብ ዝበለቶም ጉጅለ…