Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ከምተዕቢ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሪሺ ሱናክ ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ሓገዝ ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝግበር ዝዓበየ ናይዚ ዓመት ምልዕዓል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ከምዝደብደቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ከባቢታ ደብዳብ ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሎሚ መዓልቲ ብጥምረት ስጉምቲ ወሲደን ዘለዋ÷ እቶም ዓመፅቲ ንሰሙናት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ምፅነሖም ስዒቡ…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይ ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ጥዑይን ኣብ ምክብባር ዝተመስረተን ወታደራዊ ርክብ ክህልዋ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ቅዋሙ ዘፍለጠ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝተሰናደአ መበል 17 ዘተ ፖሊሲ ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ከምዝኾነ ሲጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡…

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ጥራሕ ኣብ ጋዛ 249 ዜጋታት ህይወቶም እንትስእኑ 510 ድማ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ዊሳም ታዊል ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ። እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ ዊሳም ታዊልን ካልኦት ኣባላት ሂዝቦላህን…

ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ተመዛቢሎም – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ክሳብ ሕዚ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ከምዝተመዛበሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። እቶም ተመዛበልቲ ሰሜን ጋዛን ጋዛን ሓዊሱ ካብ ሓሙሽተ ግዝኣታታ ዝተውፃእፅኡ እንትኾኑ÷ ውሕመ…

ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን። ምምሕዳር ኣቪዬሽን ፌዴራል ኣሜሪካ (ኤፍኤኤ) ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኤጀንሲ ድሕንነተን ብዝሓለወ መገዲ ምስራሕ ከምዝከኣል ክሳብ ዝረጋገፅ ብሓፈሻ…

ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ እስራኤል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት እስራኤል ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፥ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝርከቡ ግዝኣታት ሃማስ ዝውሰድ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።…

ውሕመ ኣብ 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ተንብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ትንያ ኣቐሚጡ። ውሕመ ትንበያኡ ዕላዊ ዝገበረ ኣብ 2024 ኩነታትን ተስፋን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ብዝብል ርእሲ ኣብ…

ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ክትህብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ከምትህብ ክሬምሊን ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጦር እታ ሃገር ወይ እውን ኣብ ካልኦት ወታደራዊ ክፍሊታት እናገልገሉ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ፓስፖርት…