Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ሉካሼንኮ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ተዛሪቦም።
ሉካሼንኮ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩሬዢያ ኢኮኖሚ ሩሲያ ትማሊ ምሸት ናብ ሴንት ፒተርስበርግ ኣቕኒዖም።
ኣብቲ እዋን…
ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ።
እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።…
ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ወጥሪ ቀይሕ ባሕሪ ከምዘህድኦ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተወለዐ ኲናት ስዒቡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ብሕታዊ መገዲ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ገሊፆም፡፡
ኣብ የመን ዝርከቡ ዓመፅቲ ሃውቲ ቀይሕ ባሕሪ “ማእኸል ዓውደ ኲናት” ቅድሚ…
ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ከምዝተቐተለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ብደገፍ ሓይሊታት ኣሜሪካ ሰራዊት ሶማሊያ ብመሰረት ዘካየዶ ወፍሪ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።
ማኣሊም አይማን ኣብ ሶማሊያን ከባቢኡን ዝተፈላለዩ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ብምምራሕ ኣፈፂሙ ኢዩ ብዝብል እንትእለሽ…
ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ጥምረት ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ወታደራዊ ጥምረት ፀዊዑ።
ኣመፅቲ ሃውቲ ኣብ ኲናት እስራኤል - ሃማስ ንፍልስጤማውያን ሓገዞም ንምርኣይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝንቀሳቐሳ ናይ…
ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ።
እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…
ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ።
ከም ፀብፃብ ስፑትኒክ እቲ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ብምኽንያት ፅዕንቶ ኤልኒኖ ብዝዘነበ ዘይተለመደ መጠን ዝናብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘገበ ሕልፈት ሰባት…
እስራኤል ንሃማስ ሓዱሽ ትልሚ ስምምዕነት ምቕራባ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ሃማስ ተወሰኽቲ ዕጉታት እንተለቒቑ እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ትገብሮ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ንሓፂር እዋን ጠጠው ንምባል ድልውቲ ምዃና ኣር ቲ መራኸብቲ ሓፋሽ እስራኤል ብምፅራሕ ፀብፂቡ።
እቲ ናይ ስምምዕነት ሓሳብ ብኣሸማገልቲ ኳታር…
ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 100 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና ትማሊ ምሽት ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 116 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 220 ዝኾኑ ሰባት ከምዝቐፖሰሉ ተገሊፁ።
ሰብ መዚ ቻይና ከምዝበሉዎ÷ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 2 ዝተመዘገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ትማሊ ፍርቂ…