Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ። እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ  ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ…

ጉባኤ ጉጅለ 20 ሲደብሊውኤ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ብፕሬዚዳንትነት ዝምራሕ ጉባኤ ጉጅለ 20 ‘ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ (ሲደብሊውኤ)’ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕላማ ከምዝተሓንገጠ ተገሊፁ፡፡ ሲደብሊውኤ ጉባኤ በጀርመን በርሊን በመካሄድ ላይ ነው፡፡ ጉጅለ 20 ኣብ ሲደብሊውኤ÷…

ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡…

እስራኤል ኣብ መዓልቲ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መካይን ናብ ጋዛ ንክኣትዋ ከምትፈቅድ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መዓልቲ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መካይን ናብ ወሽመጥ ጋዛ ንክኣትዋ ከምእተፍቅድ ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ እስራኤል ከምኡ ክትገብር ካብ ኣሜሪካ ብመሰረት ዝበፅሓ ፀቕጢ ከምዝኾነ’ውን ተገሊፁ። እቲ ዝበዝሕ ክኣቱ ዝተፈቐደ ነዳዲ፥ ረድኤት…

ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ዝተልዓለ ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ገሊፆም። እቶም ትካት ዝህቡዎ ግልጋሎት ሎሚ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁራፀን ስዒቡ ንፁሃን ክጠምዩ…

ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ልዕሊ ናይ ባዕሎም ኣባላት ካቢኔ እገዳ ጉዕዞ ወፃኢ ሃገራት ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማላዊ ላዛሩስ ቻክዌራ ኣብ ኣብ ርእሶምን ኣባላት ካቢኔኦምን እገዳ ጉዕዞ ወፃኢ ሃገራት ኣንቢሮም። እቲ እገዳ ጉዕዞ ዓቕሚ ምግዛእ ገንዘብ እታ ሃገር 44 ሚኢታዊ ምድኻሙ ስዒቡ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ነዚ ድማ…

ኣሜሪካን ቻይናን ወተሃደራዊ ርክብ ክጅምራ ተሰማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ቻይናን ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ንምቅላል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ወተሃደራዊ ርክብ ዳግማይ ክጅምራ ከምዝተሰማምዓ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ገሊፆም። ትማሊ ረቡዕ ምስ ፕሬዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒን ኣብ ካሊፎርንያ ድሕሪ ዘካየድዎ ርክብ፥ “ናብ…

ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። እቲ ንኣስታት 80 ሚሊየን ሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ ዕላዊ ዝተገበረ፥  ኣብታ ሃገር ዝሳለጥ ሃገራዊ ምርጫ ምቕራቡ ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ። ብዲጂታል…

ቻይናን ኣሜሪካን ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣሜሪካን መተሓሳሰቢ እናኾነ ዝመፅአ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። እተን ሃገራት ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ከምዝተስማዕማዓን ሓበራዊ መግለፂ ከምዘውፃኣን ሚኒስቴር ስነ-ምህዳርን ሓለዋ ከባቢን ቻይና ሎሚ ዕላዊ…

እስራኤል ምስ ሃማስ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብሃማስ ዝተዓገቱ ንፁሃን ንምልቃቕ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ። ክልቲኦም ኣካላት ኲናት ካብ ዝጅምሩ ጀሚሮም ዝሓዝዎም ዜጋታት ንምልውዋጥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ምቅርራቦም ተሓቢሩ። እቲ ድርድር እንተሰሚሩ ብዕጡቓት ሃማስ ዝተዓገቱ ኣብዝሓ…