Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ።
እስራኤል ናብ ጋዛ ኣጋር ሰራዊት ንምእታው ዘውፀአቶ ትልሚ ምንዋሓ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ትማሊ ምግላፆም ይዝከር።
ይኹን…
ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፥ ዘተ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሱዑዲ ዓረብን ኣሜሪካን ብምዃን ቤት ምኽሪ መራሕቲ ኢጋድ ብምውካል ኣብ ጂዳ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።…
ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ምብራቓዊ ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓትን ዝጥቀሙሎም ወተሃደራዊ ማእከላት ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።
ኣብ ምብራቓዊ ሶሪያ…
ሩሲያ ፈተነ ኑክሌር ኣካይዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ክሩዝን ባላስቲክን ሚሳኤላት ዘካተተ ልምምድ ኑክሌር ከምዝገበረት ክሬምሊን ኣፍሊጣ።
እቲ ፈተነ ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ሞስኮን ብልሓታዊ ሓይሊታት ኑክሌር ምድላው ንምግምጋም ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ልምምድ ሰለስተ ወተሃደራዊ ዓውዲታት…
ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ተዛሪቦም፡፡
ሺ ኣብ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ድራር ብሄራዊ ኮሚቴ ድራር ርክብ ኣሜሪካን ቻይናን ብምርካብ፥ እቲ…
ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሰብ ዝሓዘት መኮራኹር ክተሕምብብ ምዃና ትካል ምርምር ጠፈር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ሼንዡ - 17 ብዝተብሃለት መንኮራኹር ፅባሕ ናብ ጠፈር ዝለኣኹ ሰለስተ ተመራመርቲ÷ ታንግ ሆንግቦ፣ ታንግ ሼንግጂን ጂያንግ ዢንሊን ከምዝበሃሉ እውን ቲ ኣር ቲ…
ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሽምግልና እተን ሃገራት ናብ ሰላም ዘብፅሕ እንተኾይኑ ቻይና ዝኾነ ይኹን ናይ መፍትሒ ስጉምቲ ኣጥቢቓ ትድግፎ…
ውሕመ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ፍልስጤምን ህፁፅ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ኣመልኪቱ መበል 10 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘካይድ ፕሬዚዳንት እቲ ጉባኤ ዴኒስ ፍራንሲስ ኣፍሊጦም።
ኣቦ መንበር ጉጅለ ዓረብን ኣቦ መንበር ትካል እስላማዊ ምትሕብባርን ዝኾኑ…
ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ዝኾነ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን።
እቲ ሰለስተኣዊ ወታደራዊ ልምምድ ካብ ሰሜን ኮሪያ ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ኒውክሌርን ሚሳኤልን ንምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ኣብ…
ጦር ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ምውዳቑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ኣሜሪካ ሰለስተ ሚሳኤላትን ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ፔንታገን ብርጋዴር ጀኔራል ፓት ራይደር፥ ሚሳኤላትን ድሮናትን ኣብ ትሕቱ ቁፅፅር ዓመፅቲ ሁቲ ካብ ዝርከቡ…