Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…

ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ዘቐመጠቶ መዐቀኒ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሰኔ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣየር ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ። እቲ ሕጊ ዝተልዓለ እታ ሃገር ንምክልኻል ኮቪድ-19 ብዝገብረቶ ፃዕሪ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ምምሕያሽ ምርኣዩ ስዒቡ ምዃኑ ሰበስልጣን እታ ሃገር…

ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ። እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ…

በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ዝተመሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ በዓለ ሹመቶም ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ። ኣብ ሞቃድሾ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ክርከቡ ኢዮም…

ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ። ከም…

ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን "ኣሜሪካ ትኹን ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ” ክብሉ ኣጠንቂቖም። ከምዚ ዓይነት ዝበሉ ሚሳኤላት ንዩክሬን ዝቐርቡ…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ሃገራት ኣፍሪካ ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፅዕንቶ ከምዘእተወን ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን…

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ ብግዕዝይናን ግብረ ራዕዲ ብምድጋፍን ዝጠርጠርዎም 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌቪዥን ቀሪቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣካላት ፍትሒ እታ ሃገር ንገዛእ ረእሶም ካብ ዝተፈላለዩ ገበናት ናፃ…

ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ኣብ ትዊተር ሕሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም ሓዱሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝህሉ ዲፕሎማሲያዊ…

ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም። ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል፥ እቲ ኣኼባ ብሰንኪ እቲ ኲናት ንዘጋጠመ ሕፅረት ኣቕርቦት ምግቢ ከምዝኾነ ገሊፆም። ማኪ ሳል፥ ዩክሬንን…