Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ኣፈጉባኤ ዘሀራ ሁመድ፥ እቲ ረቂቕ…

ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ፍልጠት ዝመርሖ ምሕደራ ንዝበለፀ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ዓመታዊ ትልሚ 2016 ዓ.ም ከምዝቐርብ…

ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ከምዝረኸቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለዊዉ ስፍራታት ቱሪዝም ንመስሕብ ቱሪስት ንክውዕሉ…

ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 3፡50 ናይ ምሸት ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ንኢትዮጵያ በምውካል ዝሳተፋ ኣትሌታት ኢየን። ኣትሌት ጉዳፍ ብ10…

ሚኒስቴር ሕርሻ ንትግራይ ትራክተራትን ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…

ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ኣብ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና አትሌቲክስ ዓለም ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ቀኒዑወን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ 1ይቲ ብምዃን እንትዛዝም፥ ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳልያ ብሩር…

ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…