ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ምስ ዕብየት ቴክኖሎጂ ብምልማድ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝተውጻእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ተረኸቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ Desta Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ። እቶም 26 ተምሃሮ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2023/2024 ዓ.ም.ፈ ትምህርቲ ዝጅምሩ እንተኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም። ኣምባሳደር ቻይና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ በራ ክፍቲ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ኣፍሊጦም። ሰርጌ ላቭሮቭ ቅዋም ሩሲያ ዝገለፁ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት “ብሪክስ” ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Aug 25, 2023 0 ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለና ተመክሮ ኣብ ኩሉ ስራሕቲ ኢትዮጵያዊያን ክድገም ኣለዎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ድሕሪ ለውጢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ባህዳር የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም ድሕንነትን እቲ ክልል ከምዝዛተ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ÷ ጣቢያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ 3፣ ገናሌ ዳዋን ጊቤ 1 ሓይሊ ንምፍልፋል…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ካካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰን ሃብታም ኣለሙን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት 3፡25 ኣብ ቡዳፔስት ክካየድ ኢዩ፡፡ እተን ኣትሌታት ነፍፃመ ንምሕላፍ ከካብ ምድበን 1ይ ወይ 2ይ ክወፅኣ ትፅቢት ይግበረለን። እቲ መፃረዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ዓውዲ ድሕንነት ኣቬሽን ዘጋጥሙ ተለዋወጥትቲ ስግኣታት ንምምካት ዓቕሚ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ ዓውዲ ድሕንነት ኣቬሽን ዝሰልጠኑ ሰብ ሞያ ኣመሪቑ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ትካል ሲሳይ ቶላ፥ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣቬሽን ብንቕሓት ክረኣዩ ዝግበኦም ተለዋወጥቲ ሓደጋታት ኣለዉና ኢሎም።…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ዛምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ሮዝ ሳካላ ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮብሰን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር፣ ውሕስነት ምግቢ፣ ኣሲዳማነት ሓመድን ጥዕና ሓመድን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ኣብ…