ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ትህብ – ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምትህብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ “ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ” ከንቲባታት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እታ ከተማ ካብ ፅባሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንዕቤት ናኖ ቴክኖሎጂ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ 3 ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናኖ ቴክኖሎጂ” ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪ ንኽበፅሕ ዕዙዝ ግደ ዘበርከቱ ሰለስተ ሳይንቲስታት ኣብ ዘፈር ኬሚስትሪ ሽልማት ኖቤል 2023 ተዓዊቶም። ሞንጊ ባዌንዲ፣ ሉዊስ ብሩስን ኣሌክሲ ኤኪሞቭን ዝተባህሉ ተመራመርቲ ኬሚስትሪ ናይዚ ዓመት ሽልማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኮንቬንሽን ሚኒስትራት ፓሌርሞ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 20 ጉባኤ ኮንቬንሽን ሚኒስትራት ፓሌርሞ ተዛዚሙ። ብዙሓት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ኮንፈረንስ ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ተሳቲፉ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዝጠመጠ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኦባይዱላህ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ዩኤንኤፍፒኤን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽ ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፈንድ ስነ-ህዝቢ (ዩኤንኤፍፒኤ)ን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽን ካልኦት ዓውዲታትን ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዳይሬክተር ስነ-ፈንድ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 10 ሺሕ ትካላት ብኽለት ኣመልኪቱ ቁፅፅር ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከቡ 10 ሺሕ ኣፍረይቲን ግልጋሎት ወሃብቲን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ብኽለት ኣመልኪቱ ጥብቂ ቁፅፅር ክግበር ኢዩ። ቁፅፅር ዘዝግረሎም መንግስታዋን ዘይመንግስታን ትካላት÷ ሆስፒታላት፣ ሆቴላት፣ ኣቢያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢዝነስ ፎረም ኢትዮ-ሞሮኮ ብሓባር ንምስንዳእ ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል 2024 ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብሓባር ንምስንዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ናሻ ኣልዊ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 546 ሺሕ ካሬ ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎም ስራሕቲ ልምዓት ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ለሚ ክፍለ ከተማ ኩራ ዝተሃነፁ ሓፈሻዊ ስፍሓቶም ልዕሊ 546 ሺሕን 200 ካሬ ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎም ስራሕቲ ልምዓት ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ድማ ኣካፈልቲ መገዲ፣ ወሰንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንኬቨን ማካርቲ ካብ ኣፈ-ጉባኤነቶም ኣልዒሉዎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንሪፐብሊካን ኬቨን ማካርቲ ካብ ኣፈ-ጉባኤ መዝነቶም ኣልዒሉዎም። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ንኬቨን ማካርቲ 216 ን 210 ብዝኾነ ትፅቢት ዘይተገበረሉ ድምፂ ካብ ስልጣኖም ዘልዐሎም ኣብ ውሽጢ ርቶም ብዝፈጠሩዎ…