ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ሚኒስቴር ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊፁ።
ሚኒስትር ሓበሬታ ዳውድ ኣዌይስ ንጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኲናት ኣብ ዝተኻየደለን ወረዳታት ዊሲልን ሻቤሎን ኣብ ልዕሊ…