ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት÷ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓመተ ምህረት ብይቅርታን ብዕርቂን ንምቕባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መርሃ…
ስፓርት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰናይ ስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ሃገር ዝርከብ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶ ብስነ-ምግባር ብምህናፅ ሃገር ተረካቢ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ 5 ጳጉሜን መዓልቲ ትውልዲ "ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ…
ቢዝነስ ትካል ቄራታት ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣታክልቲ ገ/ሚካኤል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንምፍጣር ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ ብምዃኑ ቀዳማይ ትኹረት ተዋሂቡ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ገሊፁ። ኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። የትውልድ ቀን ‘ኢትዮጵያ የትውልዶች ድምር’ በሚል መሪ ቃል በአዲስ አበባ ዋናው ግቢ እየተከበረ ነው። መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መዓልቲ ትውልዲ” ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"መዓልቲ ትውልዲ" ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ 5 ጳጉሜ መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ‘’ንህዝብን መንግስትን ሞሮኮ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝሓለፈ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ምዝዛሙ ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ንኢትዮጵያውያ ተሓባቢርና ብምስራሕማ ፈጣሪ ሓጊዙና ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ትውልዲ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ትውልዲ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ''ኢትዮጵያ ድምር ውፅኢት ትውልዲታት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…