ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ። ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ብሃንደበት ህይወቱ ዝሓለፈ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ኣርቲስት ዳዊት÷ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ሎሚ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ተፈፂሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ብደረጃ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ን2ይ ግዘ ተኸቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ መዓልቲ ኣመልኪተን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። ልዕሊ 64 ነጥቢ 1ሚሊየን ቱርካውያን፥ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ከገልግሉኒ እዮም ዝበሉዎም ፕሬዚዳንትን ኣባላት የፓርላማን ንምምራፅ ተመዝጊቦም። በዚ ድማ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ መረፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትካእ ይስራሕ ከምዘሎ ግሩብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ክፍሊ ተሳትፎን ረታ ደመቀ፥ ቀረብ ሽኮር ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ዝዕፀዉ መስመራት ዕላዊ ኮይኖም Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከባቢ መስቀል ኣደባባይ ንውሱናት ስዓታት ዕፁው ዝኾኑ መስመራት መገዲ ከምዝህልዉ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዋፅኡ ዓውዲታት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉን ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪ ኢዝላማባድ ዘዳለዎን ጉባኤ ቢዝነስ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ አረጋ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንክዋፈሩ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥ "ብልፅግና ለሴቶች፤ ሴቶች ለብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ኢዩ። እተን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ዝተውፃእፃኣ…