ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት…