ካብ ንግዲ ወርቂ ዝርከብ ኣታዊ ይቕንስ ብምህላዉ ስጉምቲ ምምዕርራይ ይግበር ኣሎ-ኣይተ ማሞ ምህረት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ፀፅታን ዘይሕጋዊ ንግዲን ካብ ንግዲ ወርቂ ዝርከብ ኣታዊ ይቕንስ ብምህላዉ ስጉምቲ ምምዕርራይ ይግበር ኣሎ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረት ተዛሪቦም።
ዋጋ ወርቂ ወሲኽካ ምዕዳግ ዝብል ካብ መንጎ እቶም ስጉምቲታት…