ቢዝነስ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ 589 ትራክተራት ሕርሻ ንተረባሕቲ ሂቦም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ 589 ትራክተራት ሕርሻ ንሓረስቶት ሻሸመኔ ሂቦም። እተን ትራክተራት፥ ኣብ ግብርና ሜካናይዜሽን ፍሪያት ንምስሳን ዝግበር ፃዕሪ ዝለዓል ግደ ከምዘበርክታ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ብሓለንጊ ጥምየት ዝግረፍ ዘሎ ህዝቢ ዝፍፀም ተደራቢ በደልን ገበንን ኣይዕገስን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 4, 2023 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 26፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብኣዊ ሓገዝ ተኣሳሲሮም ዝፍፀሙ ጥፍኣታት ንምክልካልን ኣፃሪኻ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ዘኽእል ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ክልላዊ ሓይሊ-ዕማም (task force) ምጥያሹ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ተዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ቀበሌ ቆታ ብቀላጤን ወገዴ ዝምራሕ ዕጡቕ ጉሙዝ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቐበሉ 73 ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ተበንጀኦም ብምድፋእ ናብ ተመሊሶም። “ምቅታል የኣክል ምትሕብባርናን ፀገማትናን ብልዝብ…
ስፓርት ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅኑቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ÷ ኣብ ማእኸል መፅንሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርኪን ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቱርኪን ኣብ ዓውዲታ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ቡራክ ኣክፓር ኣብ ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምእታው ስራሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ተግባራት ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ከላሊ ኣድሃና (ዶ/ር)÷ “ንብረታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጄኔራል መኮንናት ዝተሃነፁ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውመንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ንጄኔራል መኮንናት ዘህነፆም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም። እቲ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ÷ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ዲኤታ ሰራዊት ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት – ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪአ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት - ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ናርዶስ በቀለ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣተገባብራ መርሃ ግብሪታት ልምዓት ኔፓድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ኣልማዕቲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም ንዕቤት እታ ከተማ ካብ ዘለዎም ረብሓን ብመንፅር ዝፈትሑዎ ፀገም ህዝቢን መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ሰብ ሃፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲየን። እተን ከንቲባ…