ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ተሓሲቡ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ከምዝተዛዘመ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “እቲ ዘተ መብዛሕትኡ ብእወንታዊ…