ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማያዊ ጉዳያትን ብዕመቆት ከምዝዘተዩ ግዜኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 4ይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ጎንፂ ሱዳን 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሕይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን መሓመድ ሃምዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃንጋሪ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ትምህርት ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ኢባዳ ዝለዓለ ምንዳዋ ሚዛን ዝደፍእ “ለይለቱል ቀድር” Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝዛዘም ናይ ረመዳን ወርሒ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ወይ ካብ 83 ዓመታት ካብ 3 ኣዋርሕ ኢባዳ ንላዕሊ ዝለዓለ ምንዳ ዘለዋ ሓንቲ ለይቲ “ለይለቱል ቀድር” ትርከብ። እዛ በረከት ብዙሕ “ለይለቱል ቀድር” ምእመን ብንቕሓት ንክሕልዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክ/ከተማ ቂርቆስ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ኣብ መዓል ካብ 300 ሺሕ ክሳብ 400 ሺሕ ባኒን ኬክን ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ መፍረዪ ባኒን ኬክን ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ Desta Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ስራሕቲ ወፃኢን ኣታዊን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ፅዕነት መጓዓዚያታት ንምስላጥ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፥…
ስፓርት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Desta Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ውሃን ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጎደና፥ ኣትሌት ትዕግስት ታደሰ ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብ ዥንግ ካይ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም። እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም። ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሮን ዕለተ ትንሳኤን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ም/ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልላት…