ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ዘቕረበቶ ትልሚ ሰላም ከምትድግፎ ቻይና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ንምሽምጋል ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ቻይና ኣፍሊጣ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ÷ መራሕቲ ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሰላም ተሓንጊጦም ንሩሲያን ዩክሬንን ንምስምጋል እናገበሩዎ ንዝርከቡ ፃዕሪ ኣመስጊነን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዘቲዮም Desta Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳነት ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይድና” ኢሎም።…
ስፓርት መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት 18 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መበገሲኢን መዛዘሚኡን ኣብ ሰሚት ዝገብር እቲ ውድድር ማራቶን÷ ካብ 12 ክለባት፣ 2 ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። እቲ ፋብሪካ ስሚንቶ፥ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ "ንባብ ንዘላቒ ልምዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኢትዮ-ኩባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ፣ ሓላፊት ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ። “መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ሓምለዋይ ልምዓት ስግግር ንምግባር ዘድሊ ሓገዝ ገንዘብ ንምርካብ ጥንኩር ሜላ ምፍጣር ከምዝግባእ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ማሕለኻታት መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምፍታሕ ሞዴል በዓል ብዙሕ ወገን ባንኪታት ምምሕያሽ" ብዝብል ርእሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ 6ይን 8ይን ክፍሊ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምምሕዳር ምዘናን ፈተናን እቲ ቢሮ ዲናኦል ጫላ÷ ነቲ ፈተና ኣድላዪ ዘበለ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ፈረንሳይ ምእታዎም ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ብማዕርነትን ምኽኒያታዊነትን ምጥቃም ዘኽእል ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ “ምኽኒያታዊ ማዕርነት ተረባሕነት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ንምዕባለ ኣፍሪካ ወሳኒ” ዝብል…