ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ። ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘበናዊ መሳርሒ ብመስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን Desta May 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ካብ ሕዚ ንደሓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ። ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ብሃንደበት ህይወቱ ዝሓለፈ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ኣርቲስት ዳዊት÷ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ሎሚ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ተፈፂሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ…