ሰላምን ምዕባለን ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ተሃኒፆም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ብምርግጋፅ ዝተሓሰ ምዕባለ ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ከምዝተሃነፁ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም።
ጉዕዞ ዓወትን ለውጢን ሓሙሽተ ዓመት ላዕለዋይ መምርሒ…