ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘሎ ምንቅስቓስ ዝበረታታዕ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘሎ ምንቅስቓስ ዝበረታታዕ ምዃኑ ካውንስለራት ንግዲ ወፃኢ ኣሜሪካ ገሊፆም። ጉጅለ ካውንስለራት ንግዲ ወፃኢ ኣሜሪካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕ ዑደት ገይሮም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ግዕዝይና ኣብ ሃገርና ብዙሕ ዝዝረበሉ ዘሎ ጉደይ ገበን እንትኸውን፤ ኣብ ካልኦት ሃገራት እውን ካብ እዋን ናብ እዋን እናዓበየ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ንትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ መዘናኣ ንእትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ኣብ ዝካየድ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምስታፍ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ናይ ምድብ መፃረዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ብብዝሃ ህይወት ሳይንትስትነት ዝለዓለ ኣፍልጦ ዝረኸቡ ዶ/ር ተወልደብርሃን፥ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ንግስተ ሳባ ከምኡውን ካልኣይ ብርኪ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንማእኸል ልህቀት መካናይዜሽን ሕርሻ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ክታም፥ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሬታ ሰዋሰውን ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ናብ ጅቡቲ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ናብ ጅቡቲ ኣቲዮም። ንፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሼህ ሃጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ምሕዝነተን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ኣይተ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ምሕዝነተን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዚ ዝበሉ ኣብ መዛዘሚ ናኣባላት እቲ ባይቶ ዝተውሃበ ስልጠና ኢዩ፡፡ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝርከብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 394 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ መሓዙት ልምዓት ብምዃን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 394 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሌን ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብን ብምኽንያት ድረቂ ንዝተመዛበሉ ወገናት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” – ሺ ጂንፒንግ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወንን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ፥ ናብ ሩሲያ ዑደት ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝበለፀ ሃገር ኣለና ኢሎም። ስለዝኾነ…