Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ህፃናት ንምጥያሽ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ፣ ትካ መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን መሓዙቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂን ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ንዝተመዛበሉ ህፃናት ዝጣየሹሉ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልላት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ሊ ቻንግ ዎ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝሓረኦ÷ እቲ ዘተ ን19 ዓመታት ዝዘለቐ ምሕዝነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…

መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዝዝከር ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልቲታት ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 2015 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ኣብ መላእ ሃገርናን ወፃኢ ሃገርን ትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ብመንግስቲ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን  መንግስቲ ጅቡቲን ብምትሕብባር ኢዩ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡ ናብ…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ለውጢ ንብረት ኣየር ዝፃወር ሕርሻን ዘፈር ማይን ትኹርት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቀፃሊ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያን መፃኢ ትዕዝብቲን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ኣብ…

ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 49 ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምትእንጋድ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘለዋ ምሕዝነት ኣርኢ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ስደተኛታት ብምትእንጋድ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘለዋ ምሕዝነት ኣርኢያ ክብል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። ኣብ ውሕመ ተወካሊ ኤጀንሲ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ማማዱ ዲያን ባልዴ ንኣልጀዚራ ከምዝገለፁዎ÷…

ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምእታው ከፍርዩ ድሌት ዘለዎም ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም። ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ÷ ምስ ኣመራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምዃን ኣብ  …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝምራሕ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣንስትዮ ዝምራሕ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣኽቢሩ። ኣብቲ መዓልቲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያ ብምግባር ናብ…