መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ምዕራፍ መስፋሕፍሒ ሆቴል ስካይ ላይት ዛዚሙ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ምዕራፍ መስፋሕፍሒ ሆቴል ስካይ ላይት ዛዚሙ የመርቕ ኣሎ።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ኣመራርሓታት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተፈላለዩ…