Fana: At a Speed of Life!

ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣብ ተተካእቲ ፍሪያታት ዝዋፈሩ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ 10 ዓመት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ምሁራንን…

6ይ ዙር ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ 4 መጋቢት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻድሻይ 6ዙር ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ 4 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ÷ ኣብቲ ስልጠና ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 15 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ቦንጋ ዘህነፀኦ ፋብሪካ ባኒ መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ቦንጋ ዘህነፀኦ ፋብሪካ ባኒ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ፋብሪ ኣብ 2 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ እንትኸውን÷ ኣብ መዓልቲ 300 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።…

ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ጉጅለ ልኡኻት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ እዋናዊ ምንቅስቓስ እቲ ፓርክ ዝምልከት ገለፃ…

ሕማም ኮሌራ ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕማም ኮሌራ ድሕሪ 20 ዓመታት ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ቅልውላው ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ክሌማን ፅዕንቶ ቫይረስ ኮሮናን እቲ ሕማም ብቕልጡፍ ንክላባዕ ዝገብሮ ዘለዉ ምኽኒያታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ በቲ ሕብረት ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ንምርኣይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ነቶም ኣምባሳደር ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…

ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታርን መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ምስ ዋና ፈፃሚ…

ምስ ፓኪስታን ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታንን…

ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ውሕመ  (ዩኒሴፍ) ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ከምዝገብሩ ተገሊፁ። ሓገዝ ትፅዕን ኣውሮፕላን ኖርዌይ 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ሒዛ ካብ…

ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። "ግድበይ ኣብ ኢደይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ብብርኪ…